24/04/2024
ብዛዕባ ፅንተታዊ ኹናት ትግራይ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ዝተፀሓፉ መፃሕፍቲ ሓሙሽተ ኣይመልኡን። እዙይ ምስቲ ኣብ ልዕሌና ዝበፅሐ ተዘርዚሩ ዘይውዳእ ግፍዒ ክወዳደር ተሎ ኣዝዩ ኣዝዩ ዝነኣሰ እዩ። ሎሚ ድማ ሓውና Zerisenay Gebreyohannes "The Failed State Overqualified Nation" ትብል ሓዳሽ መፅሓፍ ኣቕሪቡልና ኣሎ።
እዞም መፃሕፍቲ እዚኦም ብዓለምለኸ ማሕበረሰብ ታሪኽና ንኽስነድ ዓብዪ ግደ ስለዘለዎም ገዚእና ነንብቦም፣ ብንኽእሎ መማረፂ ናብ ኩሉ ንኽባፃሕ ብምግባር ንቶም ለይትን ቀትርን ደኺሞም ዝፀሓፉ አሕዋትና ነተባብዕ!
ብኹሉ መዳይ ታሪኽና ንሰንድ፣ ንዝስንዱውን ነተባብዕ
You can order from Amazon.com either in Paperback or Kindle and kulu1.com in Paperback.